https://www.youtube.com/watch?v=BSynz6AhZFsኣብ ስነጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረ ፡ ንፍቅራውን ማሕበራዉን፡ ሃገራዉን ትሕዝቶታት ብዝትፈላለየ ቃና ዝመጠወን ዘበርከተን ሎሚ በቲ ዘይተርፍ ሞት ዝተፈለየና ገዲም ስነ-ጥበባዊ ድጻዊ በሃር ዑሱማን ዓብደርሒም ንምዝካር ፡ ንጥበባዊ ስራሓቱ ብዝግባእ ዝሰነደን ዘዘንተወን ጋዘጠኛ ኣሕመድ ሸሪፍ ፡ ካብ ዝክሪ ሰነዳቱ ከኻፍለና ሎሚ ጋሻና ጌርናዮ ኣለና። ኣብዚ ነካይዶ ሰፊሕ ዕላል ክትሳተፉን ዘለኩም ዝክሪ ከተካፍሉናን ናይ ወትሩ ዕድሜና እዩ።