Saturday, 2 January 2021

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA መመረቕታ መጻሕፍቲ ካብ ኣሕታሚ እምኵሉ


https://youtu.be/uU3JicfGvuI#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA መመረቕታ መጻሕፍቲ ካብ ኣሕታሚ እምኵሉ 1. "እዚ'ውን" ብመርሃዊ ወልደሚካኤል 2. "ቃልሰይ፡ ኣብ ሰለስተ ውድባት" ብተስፋሚካኤል ፍሰሃየ 3. "ወጽዓ'ታ ህጻን" ብጸጋብርሃን ጎይትኦም 4. "ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር" ብፍትዊ ወልዳይ ስእሊ ኤርምያስ ዑቕበ (ትግራኛ) 5. "ፍርዲ ንፋስ፡ ሓረስታይን ተመንን" ብናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ፡ ስእሊ ኤርምያስ ዑቕበ (ትግርኛ-እንግሊዝኛ-ሽወደንኛ-ቋንቋ ኖርወይ) 6. "ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ" ብደሳለ በረኸት፡ ስእሊ ማርዮ ተረሶ (ትግርኛ-እንግሊዝኛ-ሽወደንኛ) * "መሰረት" ካብ 1ይ ክሳዕ 6ይ መጽሓፍ ብሕብረት ኦ.ተ.ቤ. ኤውሮጳ። Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

No comments:

Post a Comment