Tuesday, 23 February 2021

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝምልከት ሳልሳይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።


https://youtu.be/i2B2nsRXV_4#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ኣብዚ ብተኸታታሊ ብዛዕባ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝምልከት ሳልሳይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ። ገለ ካብ ግዱሳት ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታት ነቶም ኣብትቲ መዓስከር ዝነበሩ እናዘራረቡ ሰነድ ብምእካብ ንዝምልከቶም ዓለማዊ ዉድባት ንምቕራብ ዝሰርሑ ዘለዉ ሓደ ዝኾነ ኣቶ ከሰተ በራኺ ካብቲ ዝኣከብዎ ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ንሎሚ ነቲ ናይ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽን ሽመልባን ዝምልከት ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ኣብ ቀጻሊ ብቓል ናይቶም ግዳያት ሓበሬታ ከነቕርብ ክንፍትን ኢና። Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

No comments:

Post a Comment