Sunday, 27 February 2022

ዝሩጋት ሓሞት፡ ሕልና ኣልቦ ኤርትራዊያን በሃልቲ! #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/1MTwqfxqr4s#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ሶሊኹ ዝወጸ ኣኼባ ግሎባል ይኣክል።2ይ ክፋል


https://youtu.be/MaBYIpRwW2Qሶሊኹ ዝወጸ ኣኼባ ግሎባል ይኣክል። 2ይ ክፋል #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 27, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ናይ ብሓቂ ቮልድሚር ዘሊነስኪ ቆራጽ ህዝባዊ መራሒ


https://youtu.be/e9Yfthnwr7cናይ ብሓቂ ቮልድሚር ዘሊነስኪ ቆራጽ ህዝባዊ መራሒ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Friday, 25 February 2022

February 25, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይንን ፈጢርዎ ዘሎ ራዕድታትን ኣብ ኤውሮጳን


https://youtu.be/CVFdQtxPCkwወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይንን ፈጢርዎ ዘሎ ራዕድታትን ኣብ ኤውሮጳን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Thursday, 24 February 2022

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ዋን ነሽን "ንሕና ዝፈጠርናዮ ሐዲሽ ቃልሲ የለን: መቀጸልታ ጥራሕ ኢና"


https://youtu.be/fGKCrAkkHOAዋን ነሽን "ንሕና ዝፈጠርናዮ ሐዲሽ ቃልሲ የለን: መቀጸልታ ጥራሕ ኢና" Featuring: Solomon Ghebreyesus Assefaw By: Mr. H Facebook - @yikaalo.habte (https://bit.ly/2QEnBu5) #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 24, 2022 ውግእ ሩስያ ዩክሬን ንቐርኒ ኣፍሪቃ ይልሕም'ዶ ይኸውን?#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/Huw9KZaEOTYውግእ ሩስያ ዩክሬን ንቐርኒ ኣፍሪቃ ይልሕም'ዶ ይኸውን? #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Tuesday, 22 February 2022

February 22, 2022 "ካብ ቀውጢ ዝወልድ ለውጢለውጢ ዝወልድ ቀውጢ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/1OzRxJze3bk"ካብ ቀውጢ ዝወልድ ለውጢ ለውጢ ዝወልድ ቀውጢ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Sunday, 20 February 2022

February 20, 2022 ዋን ኔሽን ዝሰገሮም መሰናኽላት


https://youtu.be/35nJnWHK0EM#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDA #OnenationEritrea #ዋን #ኔሽን #ዝሰገሮም #መሰናኽላትን ንየማንካ ንጸጋምካ ንላዕሊ ንታሕቲ ትዕዘብ ትጥምት እንታይ ኢና ንገብር ዘለና? ጽባሕ ንግሆ እቲ ኣባይ ምስ ተአልየ እንታይ እዩ ዓስብና? ምስ በዓል መን ንምንታይ ዕላማ እዩ እዚ ዝኸይድ ዘሎ ቃልሲ? ዝብሉ ሕቶታት ጊዜኦም ሓልዮም ኣብ ኣእምሮኻ ክወርዱ ክድይቡ ምጅማሮም ዘይተርፍ እዩ። ነንዝሰራሕካዮን ዝሰለምካዮን ዳስ ሓርነት ብዕስለ ተወዳዲቦም ብምምጻእ ኣብ ገዛእ ዳስካን ውራይካን ንሶም ወለደኛ ንስኻ ከም ዕዱም ጋሻ ዕድመ ኣጽሒፍካ ክትፋኖ ዝገብሩ ጠራሮ ቃልሲ የሐው ይኽደነና እዩ ዘብል። ድምጾም ንኸድምጹ ብመጒልሒ ድምጽኻ ዘባራበርካዮም ንመጒልሒ ድምጽኻ መንጢሎም ድምጽኻ ካብ ዝዓብሱ ከታሮ ይኽደነና ጥራይ ኢልካ ዝሕለፍ ዘይኮነስ ከይፈተኻ ንዘንተ እለት እትውንኖ ዳስን መጒልሒ ድምጽን ሃሰው ክትብል ኢኻ ትግደድ። ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም ከም ዝበልዎ ሓደ ንማዕርነት እቲ ካልእ ንዓብላልነት ዝቃለሱ ጉጅለታት ሓቢሮም ክቃለሱ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት እዩ። ስርዓት ኢሰያስ ዓብላሊ ግዳማዊ መልክዑ ብባንዴራን ሕብራዊ ቀለማትን ሃገራዊ ምስሊ ተወቂጡ ብናይ ዕስለ ፖለቲካ ሞተር ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ብተመሳሳሊ ሓላው ሪጋ ናይ ዕስለ ፖለቲካ ንምትክኡ ምስ ዝተጠጅኤ ሕልሚ ከተሳሲ ፈጺሙ ዘይሕሰብ እዩ። ቀዳማይከ ስሕታን ካልአይከ ዕብዳን ድዩ ተባሂሉ ሓቀይ፥ ብዕስለ ፖለቲካ ኣብ ዝተላዕጠጠ ደገፍን ተቓውሞን ፖለቲካ ኣብ ታኼላታቲም ንኸይትአቱ ምጥንቃቕ ኣገዳሲ እዩ። መቸም ፈቲና ጸሊእና ኩላትና ዘንበርናዮም ሸቶታት ንምጭባጥ እምበር ንጽድቂ ከምዘይንቃለስ ኣብ ሕቶ ምልክት ዝአትው ኣይኮነን። ብሓቂ ኢሰያስ ጥራይ ድዩ ጸገምን ሽግርን ህዝቢ ኤርትራ? ኢሰያስ እንድሕር ተአልዩ'ኸ ኩሉ ሽግራት ህዝቢ ኤርትራ ተቐንጢጡ ክእለይ ድዩ? ንባዕሉ ኢሰያስ ኢሰያስ ኮይኑ ድዩ ተፈጢሩስ ዋላስ ኢሰያስ ውጽኢት ህዝቢ ኤርትራ'ዩ? እንድሕር ውጽኢት ናትና ናይ ባዕላትና ኮይኑኸ ንኢሰያስ ዝፈጠረ ምዕሪት (equation) እንታይ ዝሓዘለ እዩ? ሰክታርያን/ ወገናዊ ፖለቲካ (ሃይማኖታዊ፡ ብሄራዊ፡ ኣውራጃዊ) ፥ ትሑት ደረጃ ንቕሓት ሕብረተሰብ ፥ ህርፋን ናጽነት ዝፈጠሮ ክቱር እምነት ፥ ኣብ ሰውራ ዘኻዕበቶ እኩብ ድምር ገባቲ ኣተሓሳስባ ፥ ሕምቀትን ስንፍናን መዛንኡ ወዘተ ኮታስ ነዚ ኩሉ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ፖለቲካ ኤርትራ ካብ ቀራን ተዋጋኢት ላም ናብ ተካል ሰበይቲ ኮይኑ እዩ ዝጸንሓካ። እቲ ቀንድን መሰረታውን ሕላገት ሓቀኛ ቃልሲ #ሰላም #ፍትሒ #ልዕልና #ሕጊ ንምርግጋጽ እዩ። እዚ ቁዱስ ዕላማ ካብ ውሽጢ ዓዲ ብዝነቱግ ህዝቢዊ ባርዕ ዝረጋገጽ እኳ እንተኾነ ኣብ ደገ ዝነብር ህዝብና ነዚ ህዝባዊ ባርዕ ናይ ምሽርጣጥ ዓቕሚ ብግቡእ ክጥቀመሉ ኣይከአለን። እቲ ቀንዲ ጸገም ድማ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብዝተሰረተ ክልሰ ሓሳብ ተማእዚዙ ኣይፈልጥን እዩ። ዋን ኔሽን እምበአርከስ ነዚ ሃጓፍ ክሽፍን ኢሉ ዝተበገሰ ሓሳብ እምበር ናይ ፖለቲካ ትካል ወይ ውድብ ኣይኮነን። ዋን ኔሽን ብግስ ከይበለ እዩ ብድሆታት ገጢሞሞ። ዘይተጸበናዮም ኣይነበሩን እቶም ዝተረብረቡልና እሾኻት ናይ ጉዕዞ። ከም ኣመጻጽእኦም ክንምክቶም ምዃንና ሕሉፍ ተሞክሮና ሚሂሩና እዩ። ነዚ ምንቅስቓስ ንምምራሕ ልዕሊ እቶም መራሕቱ ኮይንካን በቒዕካን ክትርከብ ይጥለብ እምበር ንስለ ሰናይ ግብሪ ዝወሰድናዮ ምትካእ መሪሕነት ዋጋ ኣኽፊሉና ዘይኮነስ ዳርጋ ኣጥፊኡና ኔሩ እዩ። ዋን ኔሽን ዝል ኢልካ ክትአትዎ ብዝጥዕም እምበር ከም ድላይካ ክትዝውሮ ብዝከአል ምህንድስና ኣይተመስረተን። ረዚን ሃገራዊ ሓሳባት ብቐሊሉ ክምህ ዘይብሉ ብላይክ፡ ዓሽን ኮሸምሸምን ማሕበራዊ መራኸቢታት ዘይሰኽሩ፥ ሓድሕዳዊ ምትእምማን ዝተላበሱ ኣማእዘንቲ ስለ ዝእለይ ኣብ ዋን ኔሽን ተጸምቢርካ ጸዓት ክትፈጥር እምበር ብርሃን ክትሰርቕ ስለዘይከአል ክንደይ መጺኦም ክንደይ'ውን ሓሊፎም ክንሶም ዋን ኔሽን ጎማ ከየንፈሰ ንቕድሚት ይሕንበብ ኣሎ። ዋን ኔሽን ሓሙሽተ ሰባት ሒዙ ተሪፉ ክብሉ ንሓሙሽተ ዓመት ዝገዓሩ ኣለው፥ ዋን ኔሽን ሓሳብ እምበር ፖለቲካዊ ውድብ ዘይምዃኑ ዘይተሰወጦም። እዚ ሓሳባት ብዘይቀልባዕባዕ ብመትከል እንዳሓደረ ይዓብይ ከም ዘሎ ንምርግጋጽ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዘወን ኢልካ ከተረጋግጾ ይከአል። ዋን ኔሽን ነዚ ኣብ ዓቕሚ ኤርትራዊ ዝምርኮስ ዘይጽግዕተኛ ሃገራዊ ሓሳባት ከዕብዮ እምበር ገቢቱ ናብ ውልቃዊ ረብሕኡ ከውዕሉ ጥሙሕነት የብሉን። ሓደገኛ እውን እዩ ንህዝባዊ ሓሳባት ፖለቲካዊ ትካል ሰሪሕካ ክትግብቶ ምህቃን። እቲ ኣብ 2010ታት ተበጊሱ ዝነበረ ናይ ኤርትራዊ መንእሰይ ህዝባዊ ዓመጽ ንምግባቱ ዝተገብረ ፍሹል ውዲትን ውጺኢቱን ንዋን ኔሽን ዓቢ ትምህርቲ እዩ። መን ብኸመይ ይምራሓዮ ብዘየገድስ ንናይ ዋን ኔሽን ሓሳባት ኣብ ጽባሕ ኤርትራ ደው ኢሉ ክምጉት ዝኽእል ሓሳባት ፈጺሙ ከምዘይርከብ ጊዜ ክምልሶ እዩ። ነዚ ንህዝብን ሃገርን ዘርብሕ ቅዱስ ሃገራዊ ዕላማ ኣብ ሸትኡ ንኽበጽሕ ወዲ ሃገር ህድእ ርግእ ልዝብ ኢሉ ክዋሳእ ይግባእ። ኢሰያስ እንተስ ብሓይሊ ህዝቢ እንተስ ብሕጊ ተፈጥሮ ክኸይድ እዩ። ነዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንጸላልው ዘሎ ደመና ናብ ረብሓ ህዝቢ ንኽሰርብ ናይ ምግባሩ ሓላፍነት ናይ ህዝቢ ስጋብ ዝኾነ ካብ ደጋፋይ ተቓዋማይ ዝብሉዎም ናይ ምትፍናንን ጥፍአትን ድፋዓት ወጺእና ብሓደ ድምጺ ኣብ ሃገራዊ ዕርቅን ሕድገትን፥ ሰላማዊ ምስግጋር ህዝባዊ ስልጣን፥ ቅዋምን ልዕልና ሕግን ክንዓስል ይግባእ። ብዙሕ ዝደልይ ሓንቲ ነይረክብ ከም ዝበሃል ብደውና ምሕላም ኣወንዚፍና ሕልምና ሕልሚ ኤርትራውያን ንግበሮ ስቓይ ህዝብና ንኽሓጽር። ነዚ ንመርገጻጺታቱ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእትው፥ ብጊዜያዊ ታህዲድን ሆይሆይታን ዘይደናበር፥ ኣርሒቑ ዝጥምት፥ ፈጺሙ ዘይጭወ ዘይምንዛዕ፥ ንትኳቦ ባዕዳዊ ለውጢ ዘየቋምት፥ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝምርኮስ ምንቅስቓስ ሓደ ካብ መስረቱን መራሕቱን ምዃነይ ወትሩ የሕብነኒ። #ሰለሙን #ገብረእየሱስ #ዋን #ኔሽን #ኤርትራ 14 ለካቲት 2022ዓ.ም

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #5 | ካብ ንርእዮን ካብ ንሰምዖን/From What We See & Hear


https://youtu.be/0YD0gr58v8M#5 | ካብ ንርእዮን ካብ ንሰምዖን/From What We See & Hear #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 20, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ሚስጢራዊ ኣኼባ ግሎባል ይኣክል"


https://youtu.be/QF3St0bpuxA"ሚስጢራዊ ኣኼባ ግሎባል ይኣክል" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Saturday, 19 February 2022

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA እዋናዊ ሐበሬታ የሕዋትና ስደተኛታት አብ ትግራይን ዓፋርን:Be the Voice of the Voiceless


https://youtu.be/NkYBv6qjKiQእዋናዊ ሐበሬታ የሕዋትና ስደተኛታት አብ ትግራይን ዓፋርን:/Be the Voice of the Voiceless #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ባይቶ ይኣክል! ሓቂ ምሕባእ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ይኣክል!


https://youtu.be/swhn92we_1s#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 19, 2022 ህወሓት ንውግእ ወልቃይት ጸገዴን ሕሞራን ንምኽፋት ትሸባሸብ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/3tHwMkrPJfsህወሓት ንውግእ ወልቃይት ጸገዴን ሕሞራን ንምኽፋት ትሸባሸብ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 19, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA እዚ ኣብ መንጎ ፌክ ተጋሩ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥርታትካብ'ቲ ናይ ሩስያን ናይ


https://youtu.be/c24kINtsTMYእዚ ኣብ መንጎ ፌክ ተጋሩ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥርታትካብ'ቲ ናይ ሩስያን ናይ ዩክረይንን ፈሊኻ ዝርአ ኣይኮነን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Friday, 18 February 2022

February 18, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ስግኣታት ካብ ኢትዮጵያ"


https://youtu.be/Iqn9n_sf3Ss"ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ስግኣታት ካብ ኢትዮጵያ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Wednesday, 16 February 2022

February 16, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA#Fenkil መርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ


https://youtu.be/-ViypYoibt4መርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ 4ይ ክፋልን ናይ መወዳእታን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #Fenkil Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Tuesday, 15 February 2022

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ዘተ ምስ ሐው ዓብዱራሕማን ሰይድ/Discussion with Abdurahman Sayed


https://youtu.be/FZwZ86tLttkዘተ ምስ ሐው ዓብዱራሕማን ሰይድ/Discussion with Abdurahman Sayed Featuring Abdurahman Sayed By: Mr. H Facebook - @yikaalo.habte (https://bit.ly/2QEnBu5) #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 15, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ሓደ ንኹን ጆን ተስፋጋብር


https://youtu.be/GorXiEb2EVcሓደ ንኹን ጆን ተስፋጋብር #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Monday, 14 February 2022

February 14, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ቀብሪ ዝጎዶሎ ሞትን ምንባር ዝጎዶሎ ህላወን


https://youtu.be/IJ9mVX09ey0ቀብሪ ዝጎዶሎ ሞትን ምንባር ዝጎዶሎ ህላወን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Friday, 11 February 2022

February 12, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA#Fenkil መርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ 2ይ ክፋ


https://youtu.be/Y8YAEA0v9Qsመርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ 2ይ ክፋል #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #Fenkil Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Thursday, 10 February 2022

February 10, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #Fenkil መርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ


https://youtu.be/e8o3NA7yG5gመርገምን ምረቓን ንመን'የን ከጉህያ ንመን'ከ ከስሕቓ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #Fenkil Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Wednesday, 9 February 2022

February 9, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ሓርነት ባጽዕ - መሽንቆቓ ኣብ ክሳድ ወራሪ ሰራዊት ኢትዮጵያ


https://youtu.be/gJZDrFsNhx4ሓርነት ባጽዕ - መሽንቆቓ ኣብ ክሳድ ወራሪ ሰራዊት ኢትዮጵያ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 9, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ምጭባጥ ሓይሊ መንግስትንምልክታት ሃገራዊ ውድቀትን


https://youtu.be/R2StWPJPLhAምጭባጥ ሓይሊ መንግስትን ምልክታት ሃገራዊ ውድቀትን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 9, 2022 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም #Eritrea#AANMEDIA


https://youtu.be/wm3VWRE6JSk3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም #Eritrea#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Tuesday, 8 February 2022

February 8, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ዓካስ ባቡር ሓውዜን ፡ ባሕሪ ውሒጡዋ


https://youtu.be/Rdqz6U7Jl9Qዓካስ ባቡር ሓውዜን ፡ ባሕሪ ውሒጡዋ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 8, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ዶር ኣቢይ ሕጂ'ውን ኣብ መጻወድያ"


https://youtu.be/jD1PxuMUkGs"ዶር ኣቢይ ሕጂ'ውን ኣብ መጻወድያ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Sunday, 6 February 2022

February 6, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ዑደት ወዲ ትካቦን ዓንዲትን"


https://youtu.be/M-KBYfZL8w0"ዑደት ወዲ ትካቦን ዓንዲትን" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 6, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ናይ ኤርትራ ናይ ስለያ መሓውራ ሓይሊኣብ ኣፍሪቃ"


https://youtu.be/8OjRTPwspek"ናይ ኤርትራ ናይ ስለያ መሓውራ ሓይሊኣብ ኣፍሪቃ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ቃለ መሕተት ምስ ናይ ቅዋም ሕጊ ብዓል ሞያ ሙሴ ኤፍረም/Interview with Constitutional


https://youtu.be/mAC6IJQUoz4ቃለ መሕተት ምስ ናይ ቅዋም ሕጊ ብዓል ሞያ ሙሴ ኤፍረም/Interview with constitutional Lawyer Mussie Efrem Featuring: Lawyer Mussie Efrem By: Mr. H Facebook - @yikaalo.habte (https://bit.ly/2QEnBu5) #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Saturday, 5 February 2022

February 5, 2022 "ነጎዳ ውግእ ሲ ይነጉድ ኣሎ ናይ መን ከምንኣምን ግን ጋን ኮይኑና'ሎ#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/dd6AiIxD29c"ነጎዳ ውግእ ሲ ይነጉድ ኣሎ ናይ መን ከምንኣምን ግን ጋን ኮይኑና'ሎ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Friday, 4 February 2022

February 4, 2022 "ኩኩናይ ኣባጃዊ ኣርሓ ደርሆ ንስኻ ኣይምሰልካ ተውግሓልና ንግሆ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/NHkun89rQx0"ኩኩናይ ኣባጃዊ ኣርሓ ደርሆ ንስኻ ኣይምሰልካ ተውግሓልና ንግሆ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Thursday, 3 February 2022

February 3, 2022 ብሄራዊ ጃንዳነትን ኪፈጥሮ ዝኽእል ሓደጋን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/J9Zn8PynPWEብሄራዊ ጃንዳነትን ኪፈጥሮ ዝኽእል ሓደጋን #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

#Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA #4 | ካብ ንርእዮን ካብ ንሰምዖን/From What We See & Hear


https://youtu.be/VAfL8doX9e8ካብ ንርእዮን ካብ ንሰምዖን/From What We See & Hear By: Mr. H Facebook - @yikaalo.habte (https://bit.ly/2QEnBu5) #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Wednesday, 2 February 2022

February 2, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA "ጅግና ኮሎኔል በዛበህ ጴጥሮስ"


https://youtu.be/OYThuJOQoh0"ጅግና ኮሎኔል በዛበህ ጴጥሮስ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 2, 2022 "ዓለም ብገፋሓ ንኤርትራውያን ጸቢባትና" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA


https://youtu.be/5X8ynVnCzQc"ዓለም ብገፋሓ ንኤርትራውያን ጸቢባትና" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 2, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ቅድሚ ቀዳማይ ንፍትሕን ርትዕን ኤርትራ፥


https://youtu.be/9q6o9xzr6G0ቅድሚ ቀዳማይ ንፍትሕን ርትዕን ኤርትራ፥ ቅድሚ ቀዳማይ ዝፋን ዋልታን ሓቅን፡ክብርን ርትዕን፡ፍትሕን ማዓርነትን፡ ኤርትራውያን ንምርግጋጽ በቲ ሓደ፡ በቲ ካልእ ሸነኹ ድማ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራውያን ህዝብን፡ ሃገርን ብምቕዳም ፡ መንእሰያት ኣብ ሓደ መኣዲ፡ ከም ዝዓስሉ ይገብር። በዚ መንጽር ድማ ደረጃ ንቕሓትን፡ ተጻዋርነትን ክብ ንምባል ዝተበገሰ፡ ኣብ ምጅማር ጉዕዞ ሓርነት ዝርከብ ምትእኽኻብ መንእሰያት ኢዩ። ቀንዲ ዕላማ፡ እታ ንነዊሕ እዋናት ብዝተፈላለዩ መግዛእትታት እናተተኻኽአት፡ ኣብ 60ታት ብ ጀጋኑ ኤርትራውያን ኣቦታትና መሪርን ከቢድን ቃልሲ ሓሊፎም፡ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ዝኾነት፡ ግን ክሳብ ሕጂ ህዝብና፡ ምልኣት ሓርነት ወዲ ሰብ መሰልን፡ ክብርን ዜጋ ክሕለወላ ዘይክኣለት ሃገር፡ ምስ ወጽዕኦም ዘለለዩ ኤርትራውያን ሓቢሩ ብምቅላስ፡ ቅዋማዊት ሃገር ንምግባራ ኣበርቲዑ ንኽሰርሕ እጃሙ ንምብርካት ፡ የንቅሕን፡ ድሉውነት መንእሰያት ከም ዝረጋገጽ ክገብር። ብምቅጻል ኣበየ ቦቱኡ ዝርከብ ኤርትራዊ ዜጋ ዝተፈላለይ ጸጋማት ይኩም ሕማማት ንዝወርድዎ ናይ ቁጦባዊ ጸገማን ከከም ቀዳምነቶም ብጥርኑፍ ዓቅሙ ሓገዝ የበርክትን ጸግዒ ዜጋታቱ ኮይኑ ኣፈኛ ህዝቡ ንሙኻን ዑዙዝ ተራ ይጻወት ይሰርሓሎምን እምባኣርከስ ከምዚ ትርእይዎ ዘለኩም እዚ ቪድዮታት ናይ ኤርትራዊያን ዜጋታት ኣብ ኢትዮጲያ ዝርከቡ ዝተፈላለይ ጸገማት ዝርከቦም ከምዚ ጌርና ብለምክዕ ቪድዮ ከነምጽኦ ዝደረኸና ምኽንያት ፍቃዶም ሓቲትና ምእንቲ ካብ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓገዝ ክረክቡ ዝገበርናዮ ምስክርነት ጸገማቶም ናብ ህዝቢ ንምቅራብ ኢዩ ስለዚ ነውስወከፍ ኤርትራዊ ነዞም ወገናትና ሓላፍነታዊ ግዴታና ከም ከምኻኑ ኣሚና ዓቅምና ክሕግዝ በዚ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻ ንላቦ ንትገብርሎም ሓግዝ እንዳ ኣመስገና ካብ ኤርትራዊ ስነምግባርን ድሉውነት መንእሰያት ቅድሚ ቀድማይ። ቃልስና ን'ሓርነት ህዝብና ዓወት ንሓፋሽ ። 1,yordanos 0966865980 2,kubrom 0954973909 3,mehamed +251901975248 4,Merton 0962631589 5,Trhas +251992288802 6,Diaqon 0904510862 7,tmnit 0947786382 8,hanan 0977496859 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

February 2, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA " ተኽእሎታት ምብራዕ ሓድሽ ውግእኣብ ኢትዮጵያ"


https://youtu.be/bfvHCZwWfyI" ተኽእሎታት ምብራዕ ሓድሽ ውግእ ኣብ ኢትዮጵያ" #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

Tuesday, 1 February 2022

February 1, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ኣውያት ኤርትራውያን ስደተኛታትካብ መዓስከራት ክልል ትግራይ


https://youtu.be/3QLMk8MYnq8ኣውያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ክልል ትግራይ #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join