Wednesday, 2 February 2022

February 2, 2022 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA ቅድሚ ቀዳማይ ንፍትሕን ርትዕን ኤርትራ፥


https://youtu.be/9q6o9xzr6G0ቅድሚ ቀዳማይ ንፍትሕን ርትዕን ኤርትራ፥ ቅድሚ ቀዳማይ ዝፋን ዋልታን ሓቅን፡ክብርን ርትዕን፡ፍትሕን ማዓርነትን፡ ኤርትራውያን ንምርግጋጽ በቲ ሓደ፡ በቲ ካልእ ሸነኹ ድማ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራውያን ህዝብን፡ ሃገርን ብምቕዳም ፡ መንእሰያት ኣብ ሓደ መኣዲ፡ ከም ዝዓስሉ ይገብር። በዚ መንጽር ድማ ደረጃ ንቕሓትን፡ ተጻዋርነትን ክብ ንምባል ዝተበገሰ፡ ኣብ ምጅማር ጉዕዞ ሓርነት ዝርከብ ምትእኽኻብ መንእሰያት ኢዩ። ቀንዲ ዕላማ፡ እታ ንነዊሕ እዋናት ብዝተፈላለዩ መግዛእትታት እናተተኻኽአት፡ ኣብ 60ታት ብ ጀጋኑ ኤርትራውያን ኣቦታትና መሪርን ከቢድን ቃልሲ ሓሊፎም፡ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ዝኾነት፡ ግን ክሳብ ሕጂ ህዝብና፡ ምልኣት ሓርነት ወዲ ሰብ መሰልን፡ ክብርን ዜጋ ክሕለወላ ዘይክኣለት ሃገር፡ ምስ ወጽዕኦም ዘለለዩ ኤርትራውያን ሓቢሩ ብምቅላስ፡ ቅዋማዊት ሃገር ንምግባራ ኣበርቲዑ ንኽሰርሕ እጃሙ ንምብርካት ፡ የንቅሕን፡ ድሉውነት መንእሰያት ከም ዝረጋገጽ ክገብር። ብምቅጻል ኣበየ ቦቱኡ ዝርከብ ኤርትራዊ ዜጋ ዝተፈላለይ ጸጋማት ይኩም ሕማማት ንዝወርድዎ ናይ ቁጦባዊ ጸገማን ከከም ቀዳምነቶም ብጥርኑፍ ዓቅሙ ሓገዝ የበርክትን ጸግዒ ዜጋታቱ ኮይኑ ኣፈኛ ህዝቡ ንሙኻን ዑዙዝ ተራ ይጻወት ይሰርሓሎምን እምባኣርከስ ከምዚ ትርእይዎ ዘለኩም እዚ ቪድዮታት ናይ ኤርትራዊያን ዜጋታት ኣብ ኢትዮጲያ ዝርከቡ ዝተፈላለይ ጸገማት ዝርከቦም ከምዚ ጌርና ብለምክዕ ቪድዮ ከነምጽኦ ዝደረኸና ምኽንያት ፍቃዶም ሓቲትና ምእንቲ ካብ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓገዝ ክረክቡ ዝገበርናዮ ምስክርነት ጸገማቶም ናብ ህዝቢ ንምቅራብ ኢዩ ስለዚ ነውስወከፍ ኤርትራዊ ነዞም ወገናትና ሓላፍነታዊ ግዴታና ከም ከምኻኑ ኣሚና ዓቅምና ክሕግዝ በዚ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻ ንላቦ ንትገብርሎም ሓግዝ እንዳ ኣመስገና ካብ ኤርትራዊ ስነምግባርን ድሉውነት መንእሰያት ቅድሚ ቀድማይ። ቃልስና ን'ሓርነት ህዝብና ዓወት ንሓፋሽ ። 1,yordanos 0966865980 2,kubrom 0954973909 3,mehamed +251901975248 4,Merton 0962631589 5,Trhas +251992288802 6,Diaqon 0904510862 7,tmnit 0947786382 8,hanan 0977496859 #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

No comments:

Post a Comment