Tuesday, 10 September 2024

"ውህደት ኤርትራውያን ክበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ" #Eritrea #AANMEDIA #ERIDRONAWI #Ethiopia


https://www.youtube.com/watch?v=zV9T5xq05dgብ 24 ነሓሰ ውህደ ኤርትራውያን ብዝብል, ህዝባዊ ሰሚናር ተኻዩዱ ነይሩ ። ካብቲ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰሚናርን ዘቅረብዎ መደባትን ተበጊስና፡ ንገለ ካብቶም ነዚ መደብ ዘካየዱን ዝመሩሑን ኣሕዋት፡ መብርህን ሓበሬታን ንምርካብ ናይ ሎሚ ዑዱማትና ገይርናዮም ኣለና። ናይዚ መደብ ተሳተፍትን ተኸታተልትን ንኽትኾኑ ብክብሪ ንዕድም። #Eritrea #AANMEDIA #ERIDRONAWI #Ethiopia #Sudan #aanpodcast #egypt #uae #china #somalia #russia Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join

No comments:

Post a Comment