https://www.youtube.com/watch?v=FeTvEH2C9bsኣብ ስነጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረ ፡ ንፍቅራውን ማሕበራዉን፡ ሃገራዉን ትሕዝቶታት ብዝትፈላለየ ቃና ዝመጠወን ዘበርከተን ሎሚ በቲ ዘይተርፍ ሞት ዝተፈለየና ገዲም ስነ-ጥበባዊ ድጻዊ በሃር ዑሱማን ዓብደርሒም ንምዝካር ፡ ንጥበባዊ ስራሓቱ ብዝግባእ ዝሰነደን ዘዘንተወን ጋዘጠኛ ኣሕመድ ሸሪፍ ፡ ካብ ዝክሪ ሰነዳቱ ከኻፍለና ሎሚ ጋሻና ጌርናዮ ኣለና። ኣብዚ ነካይዶ ሰፊሕ ዕላል ክትሳተፉን ዘለኩም ዝክሪ ከተካፍሉናን ናይ ወትሩ ዕድሜና እዩ። #Eritrea #AANMEDIA #ERIDRONAWI #Ethiopia #Sudan #aanpodcast #egypt #uae #china #somalia #russia Join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCdtycQv7-W8TQJ_EE5YnvWg/join
No comments:
Post a Comment